ናይ ፍጻሜ ዕለት
እቲ ዕለት እንተድኣ ዘይተፈሊጡ/ክውሰን ኣይክኣልን ኣዩ፡ ተቓራራቢ ሰዓት
ሰዓት ናይ ንግሆቅድሚ ፋዱስድሕሪ ቀትሪኣብ ምሸትኣብ ለይቲ
ኣበየናይ ዞባ ትነብሩ? * ሰሜናዊ-ምዕራብ Niedersachsenሰሜናዊ-ምብራቕ Niedersachsenደቡብ Niedersachsenኣይፈልጥን/መልሲ የሎን
እቲ ፍጻሜ ኣብ Niedersachsen ኣበይ ኣጋጢሙ ? *
ኣበየናይ ቦታ እዩ እቲ ፍጻሜ ተኻይዱ?
በቲ ፍጻሜ ብኸመይ ኢኹም ተተንኪፍኩም? ኣነ ባዕለይ በቲ ተግባር ተተንኪፈ እየ።ኣነ ዘመድ ወይ ዓርኪ-መሓዛ ናይ’ቲ በቲ ገበን ዝተተንከፈ ሰብ እየ።ኣን ምስክር ናይ’ቲ ገበን እየ።ኣነ ናይ ቀዳማይ ረዲኤት ኣባል እየ (ናይ ፈለማ ረዳት/ረዳኢ)።ካልእ ስመይ
እንታይ ኣጋጢሙ?* ብኽብረትኩም ውልቃዊ ሓበሬታ ከይሃብኩም ነቲ ኣጋጣሚ ግለጽዎ።
ሳዕቤናት ናይ’ቲ መጥቃዕቲ እንታይ እዮም? ነገራት/ንብረት ዓንዩ ኔሩ/ጠቕላላ ተደምሲሱኣካላዊ መጉዳእትታት ነሮም/ኣለው።ስነኣኡሙራኣዊ ሳዕቤናት ኔሮም/ኣለው።ካልእ ስመይ
ኣብ’ዚ ነቲ ዕንወትን ሳዕቤንን ብዝርዝር ናይ ምግላጽ ዕድል ኣለኩም፡
መን እዩ ኣብ’ኡ ተሳቲፉ ኔሩ?
ፈጸምቲ ሰባት ኣብ’ቲ ገበን ተሳቲፎም ኔሮም።
ሰባት በቲ ገበን ተተንኪፎም ኔሮም።
ክንደይ ሰባት ኣብ’ኡ ተሳቲፎምን ከምኡ’ውን/ወይ ተተንኪፎምን ኔሮም ኣይፈለጥኩን።
መሰኻክር ወይ ዝሓልፉ ተዓዘብቲ ኔሮም ዶ? እወኣይፋልኣይፈለጥኩን
ነቲ መጥቃዕቲ ብኸመይ ግብረ መልሲ ሂቦም?
እቲ ገበን ብኸመይ ተጀሚሩ? ቅድሚኡ እንታይ ኣጋጢሙ?
ድሕሪ እቲ ገበን እንታይ ኣጋጢሙ?
ብርእይቶኹም፡ ናይ’ቲ ገበን መንቀሊ ሓሳብ እንታይ ኔሩ? ዘረኝነትፀረ-ሴማዊነትጽልኢ ወጻእተኛፖሎቲካዊ ርእይቶታትካልእ ስመይ
ብዛዕባ እቶም ፈጸምቲ ዝኾነ ኣንፈት ኣሎኩም’ዶ?
ጥርዓን ተጌሩ ኔሩ ዶ? እወኣይፋልኣይፈለጥኩን
ኣብ’ዚ ናይ ሜዲያ፡ ጸብጻባት ወይ ምቕዳሕ ናይ’ቲ ገበን (ንኣብነት፡ ናይ ጋዜጣ ጸብጻባት፡ሊንክታት፡ ቪድዮታት፡ ስእልታት ወዘተ።) ናይ ምዝርዛር ኣማራጺ ኣለኩም። እዚኣቶም ኣይሕተሙን እዮም። ናጻ ናይ መልእኽቲ ሳንዱቓት ናይ ሊንክታት
ምጽዓን ፋይላት
ሓገዝ እንተድኣ ደሊኹም፡ ርክብኩም ናይ ምግዳፍ ኣማራጺ ኣለኩም። እቲ Niedersachsen ዝብሃል ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ክረኽበኩም እዩ። ንዓና ምርካብ ግዴታዊ ኣይኮነን ከምኡ ድማ ሓበሬታኹም ኣይክሓልፍን እዩ።
ኣነ ነቶም ዝተተንከፉ በዚ ዝስዕብ መገዲ እቲ Niedersachsen ዝብሃል ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ክረኽበኒ እደሊ፡
ብመገዲ ቴለፎንብ ኢመይልብ ውሑስ መሰንጀር (መልእኽተኛ) (Signal)ብመገዲ Whatsappብ Telegramካልእ ስመይ
ኣነ ወለንታውነትን ቅኑዕነትን ናተይ ሓበሬታን ከምኡ ድማ በቲ Niedersachsen ዝብሃል ናይ ሓበሬታ ምክልኻል ኣገልግሎት ንምምስራሕ ናተይ ሓበሬታ ይሰማማዕ ከምዘለኹ የረጋግጽ።
ብኸመይ ተርኽቡና፡
Exil e.V ቴለፎን: 0541 38069923 ሞባይል: 0157 37967272 nordwest@betroffenenberatung.de
CJD Nienburg ቴለፎን: 05021 971111 betroffenenberatung.nds.nordost@cjd.de
Asyl e.V ሞባይል: 0179 1255333 / 0159 06390203 / 0159 06849290 sued-nds@betroffenenberatung.de