መዘኻኸሪ፡ ስምኩም ዓቂብኩም ክትረኽቡና ምእንቲ፡ ነቲ ግዴታዊ ቦታታት ጥራይ ምልእዎ። ኩሉ ሓበሬታ ብሚስጢር ክትሓዝ እዩ ከምኡ ድማ ናብ ሳልሳይ ኣካል ኣይክሓልፍን እዩ።
ናይ ስድራ ስም
ኣበየናይ ዞባ ትነብሩ? * ሰሜናዊ-ምዕራብ Niedersachsenሰሜናዊ-ምብራቕ Niedersachsenደቡብ Niedersachsenኣይፈልጥን/መልሲ የሎን
ንዓኹም ብኸመይ ክንሕግዘኩም ንኽእል?
ብኸመይ ምሳኹም ቀጻሊ ክንራኸብ ንኽእል? * ብኽብረትኩም ምረጹ...ብቴለፎንፖስታ
ብኸመይ ንዓኹም ክንረኽበኩም ንኽእል? * ብቴለፎንዋትሳብ (WhatsApp)ተለግራም (Telegram)መልእኽቲ መሰጅፖስታካልእ፡ ስም
ኣነ ወለንታውነትን ቅኑዕነትን ናተይ ሓበሬታን ከምኡ ድማ በቲ Niedersachsen ዝብሃል ናይ ሓበሬታ ምክልኻል ኣገልግሎት ንምምስራሕ ናተይ ሓበሬታ ይሰማማዕ ከምዘለኹ የረጋግጽ።
ብኸመይ ተርኽቡና፡
Exil e.V ቴለፎን: 0541 38069923 ሞባይል: 0157 37967272 nordwest@betroffenenberatung.de
CJD Nienburg ቴለፎን: 05021 971111 betroffenenberatung.nds.nordost@cjd.de
Asyl e.V ሞባይል: 0179 1255333 / 0159 06390203 / 0159 06849290 sued-nds@betroffenenberatung.de