ብዛዕባና

እቲ Niedersachsen ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ናይ ዝተተንከፉ ሰባት ድማ ናይ መራኸቢ ነጥቢ ናይ’ቶም ብዓቃባዊ፡ ዓሌታዊ ወይ ጸረ ሴማዊ ጎነጽ ኣብ Niedersachsen ዝተተንከፉ ሰባት እዩ። ናትና ጉጅለ ኣብ ሰለስተ ዞባዊ ቤት ጽሕፈታት (ሰሜናዊ ምዕራብ፡ ሰሜናዊ ምብራቕን ደቡብ Niedersachsen) እያ ትምቀልን ከምኡድማ ነቶም ዝተተንከፉ፡ ብበተሰብን መሰኻክር ናይ መጥቃዕትን ማህረምትን ድማ ምኽሪ ትህብ።

ምኽሪ

ናትና ምክሪ ዝተፈላለየ ኮይኑ ከምኡ ድማ ኣብ ዘድልዮም ጠለባት ናይቶም ዝተተንከፉ ይሙርኮስ። ንሕና ነቶም ምኽሪ ዝደልዩ ኣብ ኩሉ ስጉምትታት ከም ናይቲ ገበን ስሚዒታዊ ምምስራሕ፡ ምሕባር ጥርዓናት ወይ ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ካሕሳ ክፍሊታት ነሰንዮም፡ እዚ ከኣ በቲ ዝምልከቶ ሰብ እንተድኣ ተደልዩ እዩ። ምኽርና ወለንታዊ፡ ምስጢራዊን ካብ ክፍሊት ድማ ናጻን እዩ።

ፍጻሜታት

ዓቃባዊ፡ ዓሌታዊ ወይ ጸረ ሴማዊ ጎነጽ ዘይልሙዳት ኣይኮኑን። ኮይኑ ግን ኣዝዩ ስሕት ኢልካ እዩ ዝዝረበሉ። ምእንቲ ኣብ ነዊሕ እዋን ክንገጥሞን ከነውህዶን፡ ዓቃባዊ፡ ዓሌታዊ ወይ ጸረ ሴማዊ ጎነጽ ርኡይ ክንገብሮ ንደሊ።

ኣድራሻ

ብኸመይ ተርኽቡና፡

ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ Niedersachsen

Exil e.V.
Möserstraße 34, 49074 Osnabrück
ቴለፎን: 0541 38069923
ሞባይል: 0157 37967272
ኢመይል: nordwest@betroffenenberatung.de

ዞባ ሰሜናዊ ምብራቕ Niedersachsen

CJD Nienburg
Zeisigweg 2, 31582 Nienburg/Weser
ቴለፎን: 05021 971111
ኢመይል: betroffenenberatung.nds.nordost@cjd.de

 

ዞባ ደቡብ Niedersachsen

Asyl e.V.
Katharinenstraße 13, 31135 Hildesheim
ሞባይል: 0179 1255333 / 0159 06390203 / 0159 06849290
ኢመይል: sued-nds@betroffenenberatung.de